ናይ ዋዕሮ ክለብ ንመን እዩ?
ንጀመርቲ: ብፍላይ ድማ ኣብ ነብሰ ምዕባለ ክነጥፋ ዝደልያ:ክመሃራ: ክቅየራ ንዝደልያ ደቂ- ኣንስትዮ:: ብፍላይ ድማ ን ኣብ Social Media ምንጪ ኣታዊኤን ክገብርኦ ዝደልያ ደቂ ኣንስትዮ: ኣብ ገዝአን ኮይነን ደቀን እንዳ ኣዕበያ ክሰርሓ ዝደልያ: ናተን ብራንድ ትካልን: መስሪተን: ካብ ሾሻል ሚድያ እቶተን ከኻዕብታ ንዝደልያ ደቂ ኣንስትዮ::
- ዕላማታትኪ ራኢታትኪ ጽሒፍክዮም ኣለኺ፡ ኣብ መፈጸምትኦም ግን ኣየብጻሕክዮምን: ትጅምሪ: ግን መፈጸምታ ኣይተብጽሕዮን: ብቀረባ ዝሕግዘኪ: ዝከታተለኪ መምህር: ዓርኪ: መሓዛ ምስ እትደሊ ናብ ዋዕሮ ተጸንበሪ::
- ንኹሉ ሰብ ተቐድሚ፡ ንርእስኺ ግን ኣብ መወዳእታ ትገድፊ።
- ንዕብየተን ብዕቱብ ዝሕዛ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ጎንኺ ክህልዋ ትደሊ።
- ካብ ባዶ ኢኺ ትጅምሪ ዘለኺ፡ ግን ንኽትልወጢ ድልውቲ ኢኺ።
እዚ ክለብ ክትሃንጽዮም ዝሕግዘኪ ክልተ ነገራት

ውልቃዊ ምዕባለ
ኣተሓሳስባ፡ ርእሰ-ተኣማንነትን ዝጀመርክዮ ንምውዳእ ዘድሊ ዲሲፕሊንን።

ካብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣታዊ ንምርካብ::
ብቁዕ ዝኮነ ትሕዝቶ ምፍጣርን ምዕባይን :ከም ኣፊልየት ካብ TikTok Shop ኣታዊ ምርካብን።
ስለምንታይ ናብ WAERO Women ትጽንበሪ?
- YouTube
- TikTok
ማሕበራዊ መራኸቢታት ገንዘብ ክትረክብ ደሊኺ ግ ካበይ ከም ትጅምሩ ጠፊእኪ? መልሱ ኣብ ውሽጢ ዋዕሮ ክትረኽብዮ ኢኺ:: ሊሚ ተመዝገቢ
Social media መዘናግዒ ጥራይ ኣይኮነን: ምንጪ እቶት እውን እዩ:: ከመይ ጌርኪ ከም ትጥቀምሉ ንምምሃር ኣብ ዋዕሮ ተመዝገቢ
ኣብ ኢድኪ ኣብ ኣእምሮኪን ናብ ዓለም ዝበጽሕ ዕዳጋ ኣሎ:: ዝጎድለኪ ብኸመይ ከም እትጥቀምሉ ምፍላጥ እዩ::
ብራንድካ ከመይ ጌርክል ትሃንጽ: ዓማዊል ብከመይ ትስሕብ: እቶት ትፈጥር ንምፍላጥ ናብ ዋዕሮ ሎሚ ተጸንበሪ
- ቪድዮ ቅረጺ
- ብኦንላይን ይርአ
- ኣፋልጢ
- ገንዘብ ርኸቢ
ካብ ምንጪ ምዝንጋዕ ናብ ምንጪ እቶት
ኣብ ውሽጢ እዚ ክለብ እንታይ ኣሎ?
ሰሙን ሰሙን ሰለስተ ፍሉያት መዓልታት ኣለዋ ፡ እንታይ ከም ዝመጽእ ኩሉ ግዜ ክትፈልጢ። ብተወሳኺ ውን ክለብ መጽሓፍ፡ ቀጥታዊ ርክባትን ካልኦትን ።
Motivational Monday
ሰሙንኪ ብድርኺትን ዕላማን ጀምሪ።
Wellness Wednesday
ንኣእምሮክን ፡ኣካላትክን :ሰላምክን ምሕላው።
Technology Thursday
ኣብ ገዛን ኣብ ስራሕን ህይወት ዘቃልሉ ኣፕሊኬሽናትን መሳሪሕታትን።
መስረቲ ኣባልነት፡ £10 ኣብ ወርሒ::
ክሳብ ናብ ዋዕሮ ዝተጸንበርክሉ ዕለት: ኣባል ክሳብ ዘለኺ ዋጋኺ £10 ኣብ ወርሒ ኮይኑ ይጸንሕ።
ስለምንታይ £10? እዚ ክለብ ብዕቱብ ንዝተወፈያን ብቐጻሊ ግዚኤን ሰዊኤን ንዝሳተፋ ደቂ ኣንስትዮ ጥራይ ክኸውን ስልዘለዎ::
- ናይ ብሕቲ ጉጅለ ዋትስኣፕ
- ቀጥታዊ ናይ ነብሰ ዕብየት:Social Media ምንጪ ገንዘብካ እትገብረሉ ስልጠናታት ዝውሃበሉ መደብ ::
- Book club ንዕቤትኪ ንቅድሚት ዝድርኹ (መጽሓፍ ምንባብን: ምትንታን)፡ Waero Business፡ (ኣብ ንግዲ ዝነጥፋ ዋዕሮታት ዘድልየን ሓገዛት ዝረኽባሉ ስልጠናታት ) ቀጥታዊ ርክባት Waero Zoom
- ትምህርቲ ብዛዕባ Content Creation and Affiliate programs TikTok Shop.
- ኣባል ክሳብ ዝኾንኪ £10 ዋጋ ኣይቅየርን ኢዩ :
ምሳና ክትህልዋ ብጣዕሚ ሕጉሳት ኢና:: እትህባና ውልቃዊ ሓበሬታ ምስጢር እዩ ዝተሓዝ::
መጀመርታ ብ ካርድ ክፈሊ፡ ቁጽሪ ዋትስኣፕኪ ድማ ሃቢ። ናብ ዋዕሮ መጸንበሪ ሊንክ ብኢመይል ይለኣኸልኪ። ኣብ ዝኾነ ግዜ ከተቋርጺ ትኽእሊ ኢኪ ።
መልአኽቲ ካብ ሜሪማግደላን
“ ማሕበራዊ መራኸቢታት መዘናግዒ ጥራይ ኣይኮነን: ምንጪ ደስታኺ ዝኾነ ነገር ምንጪ ገንዘባዊ እቶትኪ ቀይርዮ:: ራኢኺ ካብ ምትብባዕ ንላዕሊ የድልዮ። ተግባር፡ ቀጻሊ ነብሰ ዕብየት: ፍልጠት: ምስከማኺ ዝኣመሰላ ዋዕሮታት ምጽንባር: ንምዕባለ ዝኸውን ቅኑዕ ሃዋህውን የድልዮ።”
Waero Women ዝጀመርኩዎ፡ ብሓባር ክንመሃር፡ ክንዓብን ክንሃንጽን እዩ። ካብ ዝኾነ ቦታ ጀምሪ፡ ንሓሳባትኪ ብዕቱብ ክትሕዝዮም ዕድል ይግብኣኪ። ምሳና ክትኮኒ ባህጊ ኣለኒ::
ሜሪማግደላን ደበሳይ መስራቲት Waero Women
ብዛዕባ ሜሪ — መግለጺ መስራቲት
ሜሪ በዓልቲ ሞያ ናይ Investment Banking and Consultancy ኮይና:ዋኒንተኛነት ማለት (Enterpreneorship) ን ልዕሊ 12 ዓመታት ብ ዲጂታላዊ ሚድያን ንግድን :ከምኡ ውን ኣብ ምምዕባል ሕብረትሰብ ናይ ንዊሕ ዓመታት ተመኩሮ ዘለዋ ኣማኻሪትን ወናኒትን ናይ ዝተፈላለየ ትካላት ንግዲን ኢያ። ብመንገዲ DESTA MEDIA፡ከምኡ’ውን ኣብ ትሕቲ DESTA ACADEMY ዝምሓደር ናይ WAERO WOMEN ን ሸደን መደባትን ብ ኣሽሓት ዝቁጸሩ መንእሰያት ኣሰልጢናን ኣማኪራን::
- ብመንገዲ DESTA MEDIA ኣብ YouTubeን ሳተላይት ቲቪን ልዕሊ ዓሰርተታትት ሚልዮናት ሰዓብቲ ኣጥርያ::
- ብመንገድ ማሕበራዊ መራክቢታት ኣብ ትሕቲ DESTA HOLDINGS GROUP ዝምሓደሩ ትካላትን Digital Brands ብምህናጽ ዓመታዊ እቶቶም ናብ ኣሻሓት ዶላራት ዝእቱዉ ትካላት ዓማዕቢላቶ ::
- ኣብ ትሕቲ DESTA ACADEMY ዝምሓደር ናይ ዋዕሮ ከምኡ ውን ናይ ሽደን ኮሚኒቲ ብ ኣሽሓት ዝቁጸሩ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ናይ ራኢ ሰሌዳ (Vision board) ስልጠና ዝሃበት አያ ::
ብዛዕባ ምጽንባር ሕቶታት
ተመኩሮ የድልየኒ ድዩ?
ኣይፋልን። እዚ ክለብ ኣብ ዝኾነ ደረጃ ንዘለዋን ክዓብያ ንዝደልያን ደቂ ኣንስትዮ እዩ።
ካብ ወጻኢ ዓዲ እንግሊዝ ክጽንበር እኽእል ድየ?
እወ። ኩሉ ብዋትስኣፕ እዩ ዝካየድ፡ ስለዚ ካርድኺ ኣብ ዝሰርሓሉ ዝኾነ ቦታ ክትጽንበሪ ትኽእሊ።
ወርሓዊ ክፍሊት ድዩ?
እወ። ክሳብ እተቋርጺ ወርሒ ወርሒ £10 ይኽፈል፡ ኣብ ዝኾነ ግዜ ድማ ከተቋርጺ ትኽእሊ።
መስራቲት ኣባል እንታይ ማለት እዩ?
ምዝገባ ዝጅምረሉ ዕለት 1-11-2026 ክሳብ 1-12-2026::
ዋጋ ቅድሚ ምውሳኹ ንዝትጽንበረት ዝኾነት ሰብ። ዋጋ አንተወሰኸ ውን ብ 10£ አያ ትቅጽል ::
Waero Women